ሕጂ’ውን “ሕሳብና ንግበር!” 1ይ ክፋል፡ 14,10,16፡ “እታ ናህና ኩሉሳዕ ናህና ኢያ”። እታ ዝሓየለትን ነባሪትን ጥቕሲ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም! መንቀሊ ሓሳበይ እቲ ብጋዜጠኛ ሩት ሃብተማርያም ተተርጒሙ ኣብ መርበብ ኣሰና “እቲ ካልእ ድምጺ” ብዝብል ኣርእስ ቲ ዝተፈነወ ቃለ-መሕትት ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ኢዩ። ንእግረ-መገደይ’ውን ኣብ ፌስቡክ ብ’ወዲ ሰውራ’ […]
↧