ሰነድ ምስክር ሞት፡ Death certificate. 01.09.16 “ካብ ፈተውተይ ድኣ ሓልወኒ’ምበር . . . . ወርሒ መስከረም ክትዝከር በቲ ሓደ ኣብ ቃልሲ ንዘበርከተቶ ኣስተዋጽኦ ንዝምልከት፡ በቲ ካልእ ኣባ ብርሃን፡ ብብርሃን ሽግ ደሚቑ ብዓጓን ብጠጎጓን፣ ብጢጡን ጥራጡን እናተማዘወ ቁራዕ ሓምሊ ወጺኡ ጋዓት ጠስሚ ከምዝቐረብ ዘበስር ዜና ተስፋን […]
↧