ERITREAN REVOLUTIONARY DEMOCRATIC FRONT ደምዳሚ መግለጺ 4ይ-ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ፡ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ) ማእከላይ ሽማግለ ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)፡ 4ይ-ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ 21 ክሳብ 28 ነሓሰ 2016 ኣሰላሲሉ፡፡ 4ይ-ስሩዕ ኣኼባ ማ/ሽማግለ ኣብ ፍሉይ ዓለማዊ፣ ዞባውን ከባብያውን ኩነታት ብሓፈሻ፡ ሃገራዊ ኩነታት ድማ ብፍላይ እዩ ተኻይዱ፡፡ ማ/ሽማግለ […]
↧