ሃብተማርያም ኣብራሃ ለንደን – ዓዲ እንግሊዝ 15 ነሓሰ 2016 ዝኸበርኩምን ዘፍቅረኩምን ህዝበይ ብጠቕላላ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ትሕቲ ሓጺናዊ መስገደል ስርዓት ኢሰያስ ዘለኹም ህዝበይ፡ ኣብ ወጻኢ እትነብሩ ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይን ደቀይን ኤርትራውያን፡ ሕውነታዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። እወ፡ ህዝበይ እንተበልኩኹምሲ […]
↧