ዕድሜ ብርግጽ ጸጋ ካብ ፈጣሪ እዩ፣ ብዕድሜኦምን ብተሞክሮኦምን ዘይማሃሩ፣ ንሓቅን ሓሶትን ዘየገናዝቡ፣ ዝአጎድዎ ሓዊ ምስሓን ልምዲ ዘይብሎምን ኮብለልቲ ነጸላ ጻዕዶ ወራዙት ዘረባ ጥራሕ ግን መርገም እዩ ። ነዚ እዩ ኣቦታትና ፡ ክሳብ ሰብ ዝጸልአካ ዕድሜ ኣይሃብካ ዝብልዎ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ዉልቕ መላኺ፤ ብዕዉር […]
↧