Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ኣብ ደምበ-ተዋሕዶና ሕጂኸኣ “ብዕራይ-ወለደ” ዝዓይነቱ ተዋስኦ -?!

$
0
0
ንኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያንና ብዝምልከት፥ ብሃንደበት ሓድሽ-ንፋስ ክነፍስ ይስማዕ ኣሎ። እዚ ካብ ኣሥመራ ዝብገስ ዘሎኣውሎ ንፋስ’ዚ፥ ነቲ ኣብ ቤተ-ክርስቲያንና ዘሎ ህልው-ኩነታት ዘየንጸባርቕ ብምዃኑ፥ ክቕበሎ ዘይኮነስ ክሰምዖ ዝደሊ’ውን፥ ክርከብዝኽእል ኣይመስለናን። ከመይሲ “እዚ መንገድን ትኽ ኢሉ፥ እዚ ሰብኣይን ኣበይ ኣቢሉ” ከምዝበሃል፥ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅን፥ እቲዝወሃብ ዘሎ […]

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130