Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ናይ ሽምዓ ስነ-ስርዓት –ኣትላንታ

$
0
0
ናይ ሽምዓ ስነ-ስርዓት ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ (Grass Roots Movement) ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ልዕሊ ኣሓትና፥ የሕዋትናን ደቅናን ዘጋጠመ ናይ ባሕሪ ህልቂትን፡ ኣብ ልዕሊ መንእሰያትና ዝተፈጸመ ብ ISIS ናይ ዝፍለጥ ጉጅለ ኣሰቃቒ ግብረሽበራዊ መጥቃዕትን ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን እናገለጸ፡ ንመወትቲ መንግስተ ሰማይ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130