ሳላ’ዞም…………………………………..! ሳላ’ዞም ውፉያት ኮሪዖም ዘኹርዑ ሳል’ዞም ጀጋኑ’ወ ተቢዖም ዘትብዑ ሳላ’ዞም መከትቲ ጸኒዖም ዘጽንዑ ድምጽኺ ኣሰና ዳግም ተሰሚዑ ህግደፍን ሰዓብቱን ደም ይንብዑ! ሳላ’ዞም ውጹዓት’ወ ፍትሒ ዝናፈቑ ሓገዝ ዘበርከቱ ገንዘብ ከይበቐቑ ሳላ’ዞም ጀጋኑ ጽንዓት ዝዓጠቑ ደምበኺ ኣሰና ዝያዳ ማሚቑ ድምጽኺ ጀሚሩ ከም ወትሩ ኪንቁ! ሳላ’ዞም ጀጋኑ’ወ ዓወት ዝልማዶም ሽግርን … more
↧