ብሳላ ጸጋ ዕደመኡ ኣብ መዋእሉ 5 መንግስታት ዝረኣየ፡ መጻሕፍቲ ብምንባብን ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ምብስታፍን ዝደለቦ ፍልጠት ከምኡ’ውን ኣብ ብዙሓት ወጻኢ ሃገራት ብስራሕ ክንቀሳቀስን ዕድል ዝረኸበ ዓርከይ፡ “ብኣጋጣሚ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ(2015)መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ህዝብና ካብ ስርዓት ኢሳያስ ዝጽበዮ ጽቡቅ ሓድሽ ነገር እንታይ ክኸውን ይኽእል” ኢሉ ምስሓተተኒ፡ “ኣንታ ሃብሮም፡ ካብ ኢሳያስ ድኣ እንታይ … more
↧