ህዝቢ መረታ ቐይሕ፣ ካብ መዕቆቢ ተጋደልቲ ናብ ቤትማእሰርቲ ከመይ ኣለኹም ኩላህኩም መደብ ኣሰና። ኣነ ብእተማሓላልፍዎ ዜና ይኹን ሓበሬታ ብኹሎም መደባትኩም ዕጉብ እየ። ኣብ ስራሕኩም ይኹን መደባትኩም ዓወት ይምነየልኩም። እዛ ዜና ዝሰደልኩም ዘለኹ ካብቶም ኣብኡ ዝነበሩ ናይ ዓይኒ ምስክር ዝረኸብኩዋ እያ ‘ሞ ከተቃልሕዎ ንህዝቦም ክትነግሩሎም ተስፋ ይገብር። ኣብ መርታ ቐይሕ ኣብ … more
↧