ጽልኢ ኣይነጎሃህር (ካልኣይ ክፋል) (ብደብረ) ክቡራት ኣንበብቲ ሕጂ ከኣ ብዛዕባ ርእይቶ መሃብ ቁሩብ ክዛረብ። ርእይቶ ኣወንታዊን ኣሉታዊን ክኸውን ይኽእል። ግን ሃናጺ ክኸውን ይምረጽ። ስሚዒታውያን ኣይንኹን። እቲ ጸሓፋይ ክብሎ ወይ ከመሓላልፎ ዝደልዮ ነገር ክሳብ ዝውድእ ዕድል ንሃቦ ‘ምበር ብግምት ከምዚ እዩ ክብል ደልዩ ኢልካ ርእይቶ ምሃብ ቁሩብ ታህዋኽን ርእስኽእ ብዝፈጥሮ … more
↧