ነፈርቲ ኩናት ኢትዮጵያ ዓርቢ ንመዕደኒ ወርቂ ቢሻን ኣብ ማይዕዳጋ ዝነበረ መኽዘን ኣጽዋርን ደብዲበን ከቢድ ዕንወት ከምዘውረዳ ኣይጋ ፎረምን ትግራይ ኦን ላይን ዝተሰምያ ወብ ሳይታት ገሊጸን:: ቅድሚ ዘን ወብ ሳይታት ግን ረዲዮ ወጋሕታ ነቲ ፍጻሜ ኣብ ትሕቲ ሕጂ ዝመጸና ሓበሬታ ብ 20 መጋቢት ” መንነቶም ብዘይተፈልጡ ኣካላት ኣብ ማይ ዕዳጋ ዝነበረ … more
↧