መጋቢት 15, 2015 ካብ ብዙሕ መደረ ውሑድ ስጉምቲ ንልዕሊ ዕስራ ዓመታት፡ ብውልቀን ብጉጅለን፡ ብራድዮን ጋዜጣን ከምኡ’ውን ብኻልኦት መራኸቢ ብዙሓንን፡ ብዛዕባ ሜላ ስርዓት ኢሳያስ፡ መበቆልን ጠባያትን ካብ መጠን ንላዕሊ ተዘሪቡን ገና ይቅጽል ኣሎን። ንኣብነት ኢሳያስ ጽሩይ ኤርትራዊ መበቆል ኣለዎ ድዩ? ናይ ብሓቂ ወላዲቱ መን’ያ? ኢሳያስ ክጋደል ድዩ ወጺኡ ወይስ ሰውራ ክስሊ? … more
↧