20 ሰነ፡ ንመላእ ህዝብታት ኤርትራን ተቓለስቲ ደቁን ፍሉይ ዝኽሪ ዘለዋ ዕለት’ያ፡፡ ኣብ መስርሕ ዝተናወሐ ጸረ-ባዕዳዊ ነጻነታዊ ሰውራናን ኣብ ህልው ጸረ-ፋሽስታዊ ስርዓት ኢሳይያስ/ህግደፍ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ደሞክራሲያዊ ተጋድሎና፡ በጃ ህዝቦምን ሃገሮምን ክብርቲ ህይወቶም ዝወፈዩ ሰማእታትና እንዝክረላ ረዛን ዕለት’ያ፡፡ ሎሚ 20 ሰነ 2017 ኣብ ኣዝዩ ተሃዋሲ […]
↧