ኣብ መዋእል ስርዓት ህግደፍ፡ ካብ ኣብ ኤርትራ ዘየለ ህዝባዊ ኣገልግሎትን ክፉእ ነገራትን ምዝርዛር፡ እቲ ዘሎ ቁንጣሮ ኣገልግሎትን ጽቡቅን ምጥቃስ ይቀልል። ንምንታይ’ሲ ኣብ ኤርትራ ሕሰም ህዝብና ዘጋድድ፡ ጋሕማጥን ምልካውን ኣሰራርሓ ቆጺርካ ስለዘይውዳእን እተን ንስርዓት ህግደፍ ሞሳን ክብርን ዝወሃቦኦ ውሱናት ስለዝኾናን። ብ8 ነሓሰ 2017, ኣብቲ ብ “ብሃገራዊ […]
↧