Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ሊቅነታዊ ንጽህና ዝውንን መትከላዊ መሪሕነት ቅድመ ኩነት ህላዌ ግዝኣተ-ሕጊ`ዩ!!!

$
0
0
ጻማ ክቡር መስዋእቲ ክቡር ናጽነት ካብ ዝጥለም፡ እነሆ ናይ ካልኣይ ርብዒ ዘመን ቀዳማይ ዓመት ረጊጽና። “ማሕበርካ ቦዀረ፡ ሻራኻ ተሳዕረ ኣይበሉኻ “ ከም ዝበሃል፡ ብሰሪ ብትም ምባልናን ተፋናጪልና በብውልቀ ምሕሳብናን፡ ውልቀመላኺ ዓጋቲ ስኢኑ ኣብ ዓለም ብዘይተራእየ ውስጠ ምጽናት መንእሰያትናን፡ ዕንወትን ድሕረትን ሃገርናን ብሚእቲ ዓመታት ዘይሓዊ ስምብራት […]

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130