ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ክፋላት ካብ ሓደ ክሳብ ዓሰርተ ሰለስተ ዘለዉ ጉጅለታት ርኢና ኔርና። ኣብ ሳልሳይ ክፋል ካብ ጉጅለ ዓሰርተ ኣርባዕተ ክሳብ ጉጅለ ዓሰርተ ሽዱሽተ ቀሪበን ኣለዋ። ጉጅለ ዓሰርተ ኣርባዕተ፡ ኤርትራ ትቐድም (ስመርርር) እዞም ኣባላት እዛ ጉጅለ፡ መብዛሕትኡ እዋን ስመር ብዝብል ጭርሖ ዝፍለጡ፡ ንኤርትራ ከም ሃገር ቀዳምነት ብምስራዕ፡ ካብቲ ኣትያቶ ዘላ … more
↧