ጉጅለ ዓሰርተ ሸውዓተ፡ መታሕት ከበሳ እዞም ኣብዛ ጉጅለ ዝኣትው፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ብደቂ ከበሳ ዝተዓብለለን ንረብሓ ደቂ መታሕት ዘይውክልን እዩ ይብሉ። ብዘካይ’ዚ ካብ ከበሳ ህዝቢ ኣፈናቒሉ ብሓይሊ መሬት ደቂ መታሕት እንዳመንዝዐ ዝሽንንን፡ ንረብሓ ደቂ ከበሳ ንምግልጋል ጥራይ ደው ከም ዝበለ ስርዓት ጌሮም ይወስድዎ። ብዘይካዚ፡ ቀንዲ ተደናገጽቲ ናይቲ ኣብ እዋን … more
↧