ሎሚ 3 ጥቅምቲ 2015 መበል 2ይ ዓመት ናይቲ፡ ብ 3 ጥቅምቲ 2013 ዓመተም ምህረት፡ 368 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱዛ ብጅምላ ዝሃለቑሉ ትራጀዲ እዩ። ካብቲ ሓደጋ `ቲ ዝደሓነ፡ ዓሚ ከምዚ እዋን፡ ንዝኽሪ ቀዳማይ ዓመት ህልቂት ላምፐዱዛ ኣመልኪቱ ‘ድሕነት ዘይትቕበለሉ ህሞት’ ብዝብል ኣርእስቲ ናይ ዓይኒ ምስክርነቱ ዝለኣኸልና፡ ኣብዚ እዋን`ዚ ኣብ … more
↧