ኣገዳሲ ኣኼባ ንኩሉ፡ ተቀማጢ ፡ከባቢ፡ ባየርን፡ እትርከቡ ፡ኤርትራውያን የሕዋት
ኣገዳሲ ኣኼባ ንኩሉ፡ ተቀማጢ ፡ከባቢ፡ ባየርን፡ እትርከቡ ፡ኤርትራውያን የሕዋት ፡ማሕበር ሲቪካዊ ሶሳይቲ ኤርትራ ንድሕነት ሃገር አብ ሙንሽን ፣እተዳልዎ ንህልው ኩነታት ሃገርን ሕዝብናን ብሓፈሻ፣ብፍላይኸአ ንየሕዋትና ስደተኛታት ሓተቲ እቁባ ንዘጋጥሞም ሽግራት አብ ምፍትሑን ነቲ ቀንዲ ጠንቂ ሽግር ሕዝብናን ሃገርናን...
View Articleኤርትራዊት ኣደ፡
ብዳዊት ክፍለዝጊ ትብል ኣላ ኤርትራዊት ኣደ፡ 12 “ከብደይ ወሊደ ብዘይ ምቅሊ ሓደ ሓደ ድሕሪ ሓደ በኹሪ ሕሳስ፡ልደ፡ ጠዋሪ ዘብለይ፡ በይነይ ተዓኒደ፡ ኣብ ዘበነ ገድሊ ጉዑዞ 30’ዓመት ተስፋታት ሰኒቐ ሰጊረዮ ፡ምረት፡ ደቀይ ክምለሱ ክረኽበሉ ክብረት፡...
View Articleኣብ ኤርትራ ሓድሽ ስርዓት ምትካል’ዶ ንስርዓት ህግደፍ ምጽጋን ?
እተን ዘይተኸልኣ በላሕቲ ኣጽፋር ህግደፍ፡ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕን ሓድነት ኤርትራውያን ንምልሕላሕን ኣብ ውሽጥን ወጻእን ወትሩ ምስተዋፈራ’የን። እከይ ተግባራት ህግደፍ ንህዝብና ሕቡእ’ኳ እንተዘይኮነ፡ ህግደፍ እቲ እንኮ ኣበር ዘይብሉ ስርዓት ምዃኑ ዝማጎቱ ብሓደ ሸነኽ፡ ካብ ህግደፍ ዝሓሸ ስርዓት የለን ኢሎም ወገኖም...
View Articleኤርትራ: ፍሉይ መንግስታዊ ተርእዮ
ኤርትራ: ፍሉይ መንግስታዊ ተርእዮ ኣማኑኤል ሳህለ ሓደ ባምብልቢ ዚብሃል ዝነፍር ሓሰኻ ኣሎ። እንተ ዘይተጋግየ ሕንዚዝ እዩ ዚብሃል መስለኒ። ብመሰረት ሕጊ ኣየሮዳይናሚክስ: ወይ ከኣ ናይ በረራ ሳየንስ: ሕንዚዝ ኪነፍር ኣይግብኦን እዩ ዚብሉ ሊቃውንቲ ኣለዉ። ስለምንታይ እንተ በልካዮም: እቲ ቅርጹን ኣኽናፉን ክብደቱን...
View Articleኤርትርዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ማሕበር-ቦስቶን
ኤርትርዊ-ኣመሪካዊ ሲቪክ ማሕበር-ቦስቶን ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ 23 ሰነ 2015 ኣብ ከተማ ጀነቫ ብመርማሪት ኮሚሽን ሕቡራት መንግስታት ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤርትራ ዝቐረበ ጸብጻብን ውጽኢቱን፡ ከማኡውን ነቲ ብ 26 ሰነ 2015 ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ዝተኻየድ ዓቢይ ሰላማዊ ሰልፊ...
View Articleመልቐስ –ድሓንኩኑ መልኣከ ገነት ቀሺ ተወልደ ዘመንፈስቅዱስ
መልቐስ ድሓንኩኑ መልኣከ ገነት ቀሺ ተወልደ ዘመንፈስቅዱስ ወየ!!!!ወየ!!!ወየ!!!! ወየ!! ወየ!!!ኣነ!!! ወየ!! ኣነ!!!!ወየ!!! ኣነ!!! መልኣከ ገነት ቀሺ ተወልደ ኣብ ዳምባ እንዳ ስላሴ ዝተወልደ ዓጣን ደብሪ ብንእሱ ዘንጎድጎደ ኣብ ባይቶ ንመናግርቱ ዘስገደ ግዜዶ! ኣርከቦ ንሰማዩ ኸደ እዋን ሓሰም!...
View Articleሚኒስትሪ ዜና መግለጺ ዲዩ መላገጺ
ሚኒስትሪ ዜና መግለጺ ዲዩ መላገጺ ስዒቡ ቀሪቡ ዘሎ መግለጺ ህግደፍ’ዩ 1.ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ዞባና ዝተራእየ ምዕባለታት፡ ንኣሸቀልቲ ወያነ፡ ከቢድ ሻቕሎትን ጭንቀትን ፈጢሩሎም ኣሎ። ንብዙሕ ዓመታት፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ጐረባብታን፡ ብፍሉይ ከኣ ምስ ንግስነት ስዑዲያ ኪምዕብል ዝግብኦ ዝነበረ ንቡር ሽርክነት፡...
View Articleትንሳኤ ምውታን። 2ይ ክፋል፡
10 መስከረመ 2015፡ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ኣሰጋገረና!!! “ኦይ፡ ኣነስ ብኻ ኣብቲ በረኻ ተሪፈ። እዛ ኣደይ’ኳ ከመይ ዝበልዎ ብርኪ ሊሎ ወዲ ከምዘጥፍአት ምተሓበነት። ብመስዋእቲ በኹሪ ወዳ እምብዛ ምኾርዐት ብኣይ ብሓደ ከንቱ”። ዝብል ሓሳብ ሰዓረኒ። ጉድ ኢዩ! እንተዝደልዮስ “ስንኩላት ብጽጋብ ተ ፈንጪሖም፡ ክቱር...
View Articleቁስሉ ካብ ፈለጥና ፈውሱ ንድለ።
ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ኣብ ስደትን ዘሎኻ ህዝቢ ኤርትራ ሆይ!!! ካብ ጽባሕ ነጻነት ማለት ካብ 1991 ዝጀመረ ሃገርካ ብውህሉል ቁስሊ፡ኣካላታ ተበኪሉ በቲ ረኽሲ ቁስሊ መሽሚሹ ኣብ ሓውሲ ምቁርራጽ በጺሑ ከም በዓል ሊብያ፡ዒራቕ ፣ሶማልያ ሶርያ ናብቲ ውልቀመላኺ ዝኾዓቶ ጉድጓድ (መቓብር) ክትኣቱ ትቃራረብ ኣላ።እቲ ኣብ...
View Article