ኤርትራ: ፍሉይ መንግስታዊ ተርእዮ ኣማኑኤል ሳህለ ሓደ ባምብልቢ ዚብሃል ዝነፍር ሓሰኻ ኣሎ። እንተ ዘይተጋግየ ሕንዚዝ እዩ ዚብሃል መስለኒ። ብመሰረት ሕጊ ኣየሮዳይናሚክስ: ወይ ከኣ ናይ በረራ ሳየንስ: ሕንዚዝ ኪነፍር ኣይግብኦን እዩ ዚብሉ ሊቃውንቲ ኣለዉ። ስለምንታይ እንተ በልካዮም: እቲ ቅርጹን ኣኽናፉን ክብደቱን ኣብ ግምት ኣእቲኻ ምስ እትቕምሮ: ኪነፍር ኣይፍቀደሉን እዩ ይብሉኻ። ግን … more
↧