እተን ዘይተኸልኣ በላሕቲ ኣጽፋር ህግደፍ፡ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕን ሓድነት ኤርትራውያን ንምልሕላሕን ኣብ ውሽጥን ወጻእን ወትሩ ምስተዋፈራ’የን። እከይ ተግባራት ህግደፍ ንህዝብና ሕቡእ’ኳ እንተዘይኮነ፡ ህግደፍ እቲ እንኮ ኣበር ዘይብሉ ስርዓት ምዃኑ ዝማጎቱ ብሓደ ሸነኽ፡ ካብ ህግደፍ ዝሓሸ ስርዓት የለን ኢሎም ወገኖም ክመውት፡ ክእሰር፡ ከም ደቂ ዛግራ ክበታተንን ብጥሜትን ሕማምን ክሳቀ ሰብኣዊ ክብሩ … more
↧