Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ትንሳኤ ምውታን። 2ይ ክፋል፡

$
0
0
10 መስከረመ 2015፡ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ኣሰጋገረና!!! “ኦይ፡ ኣነስ ብኻ ኣብቲ በረኻ ተሪፈ። እዛ ኣደይ’ኳ ከመይ ዝበልዎ ብርኪ ሊሎ ወዲ ከምዘጥፍአት ምተሓበነት። ብመስዋእቲ በኹሪ ወዳ እምብዛ ምኾርዐት ብኣይ ብሓደ ከንቱ”። ዝብል ሓሳብ ሰዓረኒ። ጉድ ኢዩ! እንተዝደልዮስ “ስንኩላት ብጽጋብ ተ ፈንጪሖም፡ ክቱር ድማ ሓንቂቖም” ተባሂሉ ከምንጉሰጥ ፈሊጠ ክሃድመሉ እንተዝሓስብስ በየናይ ኣእጋር … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130