ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ኣብ ስደትን ዘሎኻ ህዝቢ ኤርትራ ሆይ!!! ካብ ጽባሕ ነጻነት ማለት ካብ 1991 ዝጀመረ ሃገርካ ብውህሉል ቁስሊ፡ኣካላታ ተበኪሉ በቲ ረኽሲ ቁስሊ መሽሚሹ ኣብ ሓውሲ ምቁርራጽ በጺሑ ከም በዓል ሊብያ፡ዒራቕ ፣ሶማልያ ሶርያ ናብቲ ውልቀመላኺ ዝኾዓቶ ጉድጓድ (መቓብር) ክትኣቱ ትቃራረብ ኣላ።እቲ ኣብ ረኽሲ በጺሑ ዘሎ ቁስሊ ጠንቁ ንኹሉ ኤርትራዊ … more
↧