ወዲ ቫካሮ ኣብ ከትማ ከለን ዕለት 18.02.2014 ዶክቶር ተወልደ ተስፋማሪያም (ወዲ ባካሮ) አብ ጀርመን ኣብ ከተማ ከለን ዕዉት ኣኸባ ኣካይዱ። ዶክቶር ተወልደ ፡ ብስም ኣብ’ቲ ቦታ ዝተኣከብና ህዝቢ ኣቢሉ ፡ ንምሉእ ህዝቢ ኤርትራ እቕረታ ሓቲቱ። ምሰ’ቲ ዘለዎ ከቢድ ናይ ጥዕና ጸገም፡ ነ’ቲ ተባዕን ቁምነገር ሓዘል መደርኡ፡ምእንቲ ክብሪ ህዝቡ ንሳዓታት … more
↧