ብመጀመርያ ውልቀመለክቲ ብልምዲ ካብ ስልጣኖም ዝእለዩሉ ብመጀመርያ በቶም ላዕሎዎት ሓለፍቲ ወይ ናይ ሰራዊት መኮንናት ብዝተወደብ ዕልዋ መንግስቲ ወይ ንዓመታት ክቃወምን ክቃለስን ዝጸንሔ ውዱብ ወይ ሰውራ ዝርከብ ዓወት ማለት ምእላይ እቲ ስርዓት ኢዩ ሎሚ ግን አብ 2011 እዚ ውልቀመለክቲ ካብ ስልጣኖም ዝእለይሉ ኩነታት ተቀይሩ ኢዩ ዘሎ በዚ ድማ ንዘመናት ተረጊጾምን ታዓፊኖምን … more
↧