Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

መሳጢ መግለጺ ህግደፍ: ብመዓር ዝተለበጠ መርዚ

$
0
0
ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ መንጎ ስርዓት ህግደፍን ህዝቢ ኤርትራን ዘሎ ዝምድና፡ ካብ ዝኾነ ወቅቲ ንላዕሊ ዝሓርፈፈን ከብድን ሕቆን ኮይኑ ዝነብር ዘሎን’ዩ። ስርዓት ህግደፍ ግን ብህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ክንደይ ተኻዒቡን ተፈንፊኑን ከምዘሎ እናፈለጠ፡ “ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ግዳማዊ ተጻብኦታት መኪቶምን መስመሮም ከይስሓቱን ሃገር ንምህናጽን ሰላምን ምርግጋእን ዞባን ንምርግጋጽን ቀዳምነታት ብምሃብ ኣበርቲዖም ይሰርሑ ኣለዉ” … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130