መልቀስ ወየ!!!!!ወየ!!!!ወየ!!!!! ጃኪ!! እልካ ዝጽዋዕ ኣብ ጅዳ ያዓቆብ ዮሃንስ መንበሪኡ ጅዳ ተቐባል ኣጋይሽ ንዑምራ፡ኮነ! ሕጃ ኣዳራሹ ገዚፍ ብዓል ድርብ መጋርጃ ብንእሱ ዝለበመ ኣብ ኩሉ ወረጃ ዓንዲ ማእከል ኢኻ ብዓል ግምጃ። ማይ ጻዕዳ ዓድኻ ኣብ ሰሞሞ ተኸላ መራጉዝ ምስ እያሞ ኣከለ ጉዛይ ትውለድ ምስ ሃዘሞ ሓማሰን ትዉለድ እዞም ሰብ … more
↧