Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live

ንኹሉ ደላይ ፍትሒ – Stockholm- Sweden

ብዛዕባ መጻኢ መደብ ዕዮናን፡ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ንምዝታይ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት፡  ቀዳም  12  ታሕሳስ 2015 ግዜ፡    ካብ ሰዓት 13:30 – 17፡00 ቦታ፡    Kistaträff, Finlandslokalen ግዜኹም ኣኽቢርኩም ንኽትመጹ ንላቦ። ብደሓን ምጹ። ሽማግለ ማሕበር ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ...

View Article


በይ ኤርያ ኤርትራውያን “ሓርነትና ንምውሓስ ፡ ሓድነትና ነጠጥዕ”

በይ ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብስምምዕን ኣውንታዊ ራኢን ናይ ኩሎም እቶም ኣብ በይ ኤርያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ ለውጢ ሓይልታት ምርኩስ ጌሩ ዝተመስረተ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምንጋስ  ብኹሉ ዓቕሙ ዝሰረሕ ዘሎ ምትእኽኻብ ‘ዩ። እዚ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ሕዳር 2013፡ ድሕሪ እቲ ኣብ...

View Article


መን ኢኻ!

መኒኻ ኣብ መቃብር ስዉኣት ትስዕስዕ ዘለኻ መኒኻ ግዱዓት ወለዲ ተንብዕ ዘለኻ መኒኻ ብዕድል ህጻናት ትላገጽ ዘለኻ መኒኻ ብደም ኣሕዋትካ ትስውድ ዘለኻ፡ እምበር’ዶ-ኤርትራዊ ኢኻ!!   መኒኻ ኣደ ሓርበኛ ተሕዝን ዘለኻ መኒኻ ኣቦ ጅግና ተቋሽሽ ዘለኻ መኒኻ ብህይወት ንጹሃት ትጣላዕ ዘለኻ መኒኻ ብኽቱር ስስዐ ዓዊርካ...

View Article

ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ

ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ   ታደሰ ኪዳነ     በርሚንግሃም             30/11/2015 2ይ ክፋል   ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ናይ ጽሑፈይ፡ ከምዚ ክብል ኢየ ተፋንየኩም። “እቶም ግዳያት ናይ ዘይውርዙይ ዘለፋታት ኮይኖም ዘለዉ፡ ሃገራዊ መንነት ዘዕተሩ ጀጋኑ ተጋድልቲ፡...

View Article

“እንቋቁሖይ ኣጉላ”

እስኪ ፍልይ ብዝበለ ኣቀራርባ መልኽተይ ኣነጺረ ንባዕለይ ተረዲአ፣ ንኻልኦት ከም ዝርድኦም ገይረ ከቕርቦ ክፍትን። ከምቲ ምስላ፡ ነቲ ዝሓለፈ ክትቅይሮ ዘይትኽእል ግን ንመጻኢ ክትልውጦ ትኽእል “You can’t undo the past but you can change the future” ከም ዝበሃል፣ ንሕና ኤርትራውያን ከአ...

View Article


ጸገም ህዝብና ክንፈትሕ እምበር መንነት ኢሳያስ ከነጻሪ ግዜና ኣይነባኽን

ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ንኤርትራን ህዝባን ከጥፍእ ከምዝዓጠቀ፡ ሓራዲ፡ ዘማዊ፡ ሰኽራም፡ ቂምተኛን ገባትን ምዃኑ ብተግባር ንዕዘቦን ኣብ ነብስና ማእለያ ዘይብሉ ኣደራዕ ይወርድ ስለዘሎን መስካሪ ዘድልዮ ኣይኮነን። ናትና ቀዳምነታትን ኣድህቦን ድማ ኣብ ምርግጋጽ ክብርና፡ መንነትና፡ መሬትናን መጻኢ ዕድልናን እምበር ኣብ...

View Article

“ዓይነትን ኣባልነትን ሕቡኣን ሰልፍታት”

“ዓይነትን ኣባልነትን ሕቡኣን ሰልፍታት”                    02.12.15፡ ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፈይ ብዛዕባ ኣጀማምራን እጃምን ናይታ ብርሱን ሃገራውነት ብምስጢር ዝተጀመረት ሃግራዊት ሰልፊ ጠቒሰ ነይረ። ምስ ግዜ ግና ብቕዓት ግንባር ልዕሊ ዓቕሚ ሰልፊ ስለዝተወንጨፈ ወያ ሕብእቲ ኣብ ውሽጢ ግንባር ተዋሕ ጠት’ሞ...

View Article

ጋዜጣዊ መግለጺ –ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፡

ምልክን ምልካዊ ስርዓትን ብስሙር ህዝባዊ ሓይሊ ካብ ስሩ ቦርቚቕካ ከልግስ ዘለዎ እምበር ብለግቦ፡ ለጋግቦ ኣቢልካ  ዝሕሰብን ዝህቀንን ከንቱ ፈተነታትን፡ ንዘላቒ ፍታሕ ህዝቢ ኤርትራ ዘገልግል ኣይኮነን። ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፡ ኣብ ከተማ ደንቨር (ኮሎራዶ)፡...

View Article


ዉደባና ነጽፍፍ!፡ብዳዊት ክፍለዝጊ

ዉደባና ነጽፍፍ  ብዉሑሉል መንገዲ፡ዘእቱ፡ንዓዲ፡ ብልዝብ ብሲኒት ናይ  ሓባር ማአዲ  ምህርታዊ ዓውዲ፡ ቅድም ቀዳድምና  ሓድነትና  ዕርዲ  ጓልና  ይኹን  ወዲ፡  ኣብ ሓንቲ ማአዲ፡ ብልፍንቲ ጽምዲ፡         ካብ ጉይይ ምዓል ክሳድ ምሓዝ ኢዩ ቁምነገሩ     ኩዳና ነሕጽሮ  ስምራ  ንግበረሉ፡  ስቓይና  ኣይንረሩ፡...

View Article


ኣኼባ መድረኽ፡ ስለምንታይ ኣብ ከንያ?

ብመሰረቱ ኣብ ሓደ ሃገር ዝካየድ ህዝባዊ ቃልሲ እንተ-ተኻኢሉ ኣብ ውሽጢ ሃገር ክኸውን ዝምረጽ ኢዩ። ከም ስርዓት-ህግደፍ ዝኣመሰለ ህልም ዝበለ ዲክታተር ኣብ ውሽጢ ቃልሲ ንኽካየድ ስለ ዘየፈቅድ ግን፡ ኣብ ሓደ ጎረቤት-ሃገር ክካየድ ናይ ግድን ይኸውን።ኣብቲ ዝሓለፈ ብረታዊ ቃልስና’ውን ብዘይካ ሓገዝ ጎረቤት ሱዳን...

View Article

እዛ ባይቶ ዓዲ ዝብሉዋ: ንህይወት ዘለምልም ህይወት ኔሩዋ

  ክቡራት ኣሕዋት ሰላምታይ ብምቕዳም ካብ ዕድመ ዝጸገቡ ለባማት ዘዋህለልኩዎ ዕላል ከካፍለኩም። ኣብ ሓደ ዓዲ ክልተ ሓያላት ኣጉባዝ ኔሮም። ካብ ደቂ ዓዲ ከኣ ክደፍሮም ዝፍትን ኣይነበረን። ግን ዋላ’ኳ ሓያላት እንተኾኑ ሓያላት ኢና ኢሎም ዝፈጸሙዎ በደል ኣይነበረን። ምስ ዓብን ንእሽቶን ብሰላም ይነብሩ ኔሮም። ባይቶ...

View Article

መልቀስ: ወየ!!!ወየ!!!ወየ!!!!

ወየ! ኣነ!!!!ወየኣነ!!!! ወየኣነ!!!!!!! ኣይግድን!!!ኣይግድን ዝዘበነ!!! ኣይነበረን ወርሓቱ ሎሚቕነ ናይ ምምስጋን ግዜ! ሓጎስ እዋነ ጉድ እምበር!!ተረኺቡ ንዓለም ዘሕዘነ ዘይተጸበናዮ!!ጥፍኣት ሓወይ ክስእነ።   ዝተመርጸት ሮቡዕ ነይራ ታማዓልቲ ዓመት ተወዲኡ ንመጻኢ ፈለምቲ ብሓጎስ ክትፋኖ ዝተገብረ ትጽቢቲ...

View Article

ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ – 3ይ ክፋል

ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ                   በርሚንግሃም 3ይ ክፋል                   08/12/2015   ኣብ 2ይ ክፋል ከምዚ ክብል ኢየ ተፋንየኩም “እዚ ክብ ኢለ ዝገለጽኩዎ፡ ገለ ካብ ኩነታት ተጋደልትን ሓለፍትን ህዝባዊ ግምባር ኣብ ድሕሪ...

View Article


ኣስማት

ኣስማት ፍሥሓየ መብራህቱ © Copyright 2003   ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ብዝብል ምስላ መተንብህ ኣስማት ጀመርና ክንረቍሕ ክንሓሪ ክንቈርሕ ካብ ባህሊ ርሒቕና ተስፋ ሓጎስ ነጋሽ ደስታ ባህታ ድሑር ኣስማት ቆጺርና ሓርነት ናጽነት ማሕታ ወጋሕታ ዓወት ድፋዕ ፈንቅል ብድሆ ዝብልውን ሓረና መግለጽ ቅልጽም ጕብዝናና...

View Article

መርድእ –ናይ ቀብሪ ስነ-ስርዓት

ታሕሳስ 2. 2015 ናይ ሳንብአርናርዲኖ ካውንቲ ናይ ክባብያዊ ጥዕና ሰራሕተኛታት ሰሚናር ኣብ ዘካይድሉ ዝነበሩ ጊዜ ሓደ ካብቶም ሰራሕተኛታት ምስ ሰበይቱ ናይ ሽበራዊ ተዂሲ ብምኽፋት 14 ሰራሕተኛታት ክቐትሉ ከለዉ 21 ድማ ብከብኢድ ቆሲሎም። ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ሓውናን ወድናን ኢሳቕ ገብረስላሴ ኣማንዮስ ሓደ ካብቶም...

View Article


ተልእኾ ኣባላት ሕብእቲ ሰልፍታት።

ተልእኾ ኣባላት ሕብእቲ ሰልፍታት።           11.12.15፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣርእስተይ ንሎሚ “ጥራጥ ዝቐርቀረ ነይዘልል” ክብል ምዃነይ ተቛጺረኩም ምንባረይ ትዝክሩ ኢኹም። ግናስ በዛ መገዲ’ዚኣ ክሓልፍ መሪጸ ኣለኹ’ሞ ተጸመሙኒ። እወ፡ ወዮ ግዜ ግዲ ረቒቑስ ወዲሰብ ንርእሱ ታሪኽ ኮይኑ ንዝተርፍ ብታሪኽ ዝግደስ ሰብ...

View Article

ናይ ቀብሪ ስነስርዓትን ሓጺር ታሪኽ ሂወትን ሓውና ኣብረሃም ገብረየሱስ ምሕረትኣብ

ሎሚ ንንፈተዎ ሓውና፣ መሓዛናን ብጻይናን ኣብረሃም ገብረየሱስ ምሕረትኣብ ክንፉነዎ ከሎና ዝስመዓና ሓዘን ወሰን የብሉን። ኣብረሃም ሰኑይ ታሕሳስ 07, 2015 ኣብ ከተማ ኦፍንባኽ ድሕሪ ክግበረሉ ዝጸንሐ ዕቱብ ናይ ሕክምና ክንክን ዓሪፉ። ኣብረሃም ኣብ የካቲት 09, 1971 ኣብ መበቆል ዓዱ እምባደርሆ ካብ ኣብኡ ኣቶ...

View Article


“ዘይትረኽቦ ዘይብላ”

ሎሚ ቅነ ስልጣን ብኣቃራጺ መገዲ ኣስመራ ዝኣተወት መሲሉዎ ዝተሓጎሱ ምናልባት ናይ ቀደም ናይ ሱሳታትን ሰብዓታትን ተጋደልቲ ክህልው ይኽእል ይኸውን። ቁሩብ ዝን ኢሎም ምስ ዝሓሰቡ ግና እቶም ብሰማንያታትን ተሰዓታትን ዝተወልዱ ደቆምን ደቂ ደቆም ግን ፈጺሙ ከምዘይ ስዕቡዎም ምስ ፈለጡ እንታይ ተሰሚዕዎም ይኾውን። ናበይ...

View Article

ተራ መንእሰያት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ህዝቢ ብገዛእቱ ምስ ዝጭቆን፥ ዝግፋዕ ፥ እምብለይ ብዓመጽቲ ኣይግዛእን ኢሉ ኩሉ መሰላቱ ንምውሓስ ልክዕ ቆፍኡ ከምዝተተንከፈ ንህቢ ብሓባር ከምዝለዓል ካብ ታሪኽ ዝርኤናዮን  ዘንበብናዮን ሓቂ እዩ።ነዚ ናዕቢዚ ከኣ ሰውራ ወይ ህዝባዊ ናዕቢ ኢልና ንጽውዖ። ኣብ ዓለምና ዝተኻየዱን ዝካየዱ ዘለዉ ሰውራታት ምስ እንርኢ (...

View Article

ኣይትብከ እንድዩ ዘብክየኒ

መምዘኒ ልቦናን ቅንዕናን ናይ ሓደ ውድብ ወይ ውልቀሰብ፡ ምስ ብመትከልን ስነሓሳብን ዘይቃዶወካን ዘይሰማምዓካን እናበዳህካን እናተዓጻጸፍካን ዝመደብካዮ ዕላማ ኣብ ተግባር ምውዓል’ዩ። ትረብሓሉ ዕድላት እንተሎ ድማ ማለት ንዋታውን ሰብኣውን ክሳራታትካ ዘውሕድን ግዜኻ ዝቁጥብን እንተኾይኑ፡ ዋላ’ውን ምስ ደመኛ ጸላኢኻ ኣብ...

View Article
Browsing all 1130 articles
Browse latest View live