ብመሰረቱ ኣብ ሓደ ሃገር ዝካየድ ህዝባዊ ቃልሲ እንተ-ተኻኢሉ ኣብ ውሽጢ ሃገር ክኸውን ዝምረጽ ኢዩ። ከም ስርዓት-ህግደፍ ዝኣመሰለ ህልም ዝበለ ዲክታተር ኣብ ውሽጢ ቃልሲ ንኽካየድ ስለ ዘየፈቅድ ግን፡ ኣብ ሓደ ጎረቤት-ሃገር ክካየድ ናይ ግድን ይኸውን።ኣብቲ ዝሓለፈ ብረታዊ ቃልስና’ውን ብዘይካ ሓገዝ ጎረቤት ሱዳን ናጽነት “ኣይምተረኽበን” እኳ እንተ-ዘይበልና ኣዝዩ ኣጸጋሚ ምኾነ ነይሩ። ግደ … more
↧