ኣማኑኤል ሳህለ ንምዃኑ ወድሰብ: መሰል ዚብሃል ኣምር ካበይ ዘምጽኦ እዩ? ኣለዎ ድዩኸ? መን ዝሃቦ? ወድሰብ ብጥንቲ ኣብ በረኻታትን ጫካታትን ኪነብር ከሎን ነንሓድሕዱ ድማ ከም ኣራዊት ኪባላዕ ከሎን እቲ ብሓይሉ ንኹሉ ዘሰነፈ ሰብ እዩ መሰል ዚብሃል ኣምር ኪፈጥር ዝኸኣለ። ናይ ባዕሉ መሰል። መለኮታዊ ሓይሊ ስለ ዘሎኒ ማንም ከይትክፈኒ ይብል ነይሩ። ሻማን … more
↧