Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ኩሉ ነገር እናፈለጡ: ታይኮይኖም ዘጽቅጡ?

$
0
0
  ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 21/03/2016.Norway   ክሕደት ከይንብሎ ኣይኮነን ክሕደት ጥልምት ከይንብሎ ኣይኮነን ጥልመት ጸረ ከይንብሎም ይደልዩዮም ዓወት መጻእተኛ ከይኾኑ ደቂ ሓላል መሬት   ዕዳጋ እናወረደ ኮላሊት ኣሕዋትካ ዘስካሕክሕ ነውሪ ወረ እናሰማዕካ ዘረባ ምርቓቕ ግደፎ ይጽናሓልካ እጃምካ ግበር ተቐላዕ ዕጠቆ ስረኻ   ኣይተረዳኣናን ታዩ ትምኽንያት ታዩ ጥቕሙ ተሓቢእካ ብኽያት ፈሪሕና ምባልኳ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130