ኣብቲ ብስስዔ ከቡዱ ዝመለኤ የለን ተጨነቐ፡ ፋሕ ብትን እንተለ፡ ዓዱ ተለቐቐ፡ ካብቲ ዝፈረዬ ስጋብ ዝደቐቐ፡ ኣይንታዩን ዉጹዕ ዝወረደ፡ረዶ፡ ውራዩ ኣይኮነን ተዓዛቢ ማዕዶ፡ ዘሕርር ዘጽንት ባዕሉ ዝአጎዶ፡ ዓገብ፡ ዘይሰምዕ፡ መመሊሱ ገዶ! ፡ … more
↧