ደም ዘንብዕ ዛንታ! 16.03.16፡ ብዛዕባ’ቲ ድምጺ ኣሰና ተቕርቦ ዘላ ሱር-ነቀል መደባት መመሊስካ ክትንእድ ምፍታን ስለዘይምልክዕ፡ ብነብሱ ፍሉጥ ገይረ እናሓለ ፍኩ፡ ብፍላይ ኣብ ናይ ዕለት 12. መጋቢት 2016 ፈነወኣ ካብ ዘቕረበቶ ቃለ-መጠይቕ ግና ካብዛ ኣብራኸይ ዝዓጽፈላ ብሕትውቲ ቤት ብጹሑፍን ብድምጸን ቀጥታ ናብቲ ዕዱም ጋሻ ክትበጽሓለይ ዝምነያ መልእኽተይ እንሀት። ክቡር ሓውን ብጻይን፦ … more
↧