ነዚ ሰኣን ቁዋማዊ መንግስቲ ምትካል ፡ ኣብ ሃገርናን ህዝብናን ፡ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕን ሕሰምን ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰልን ንምዝታይን ንምምይያጥን ዝዓለመ ፡ ዓሕ ክሳብ መዓስ፡ጽባሕ ከይትጠዓስ ብዝብል መርሆ ተሰንዩ፡ ብዓይነቱ ፍሉይን ፡ ተጽዕኖ ዘይብሉ ቅሉዕን ነጻን ዝኾነ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕድም ኣለና። ነዚ ኣብ ሃገርና ዝወርድ ዘሎ፡ ኣሰቃቒ ኩነታት ዘሕመመና ብዙሓት … more
↧