Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ሕጊ ኣብ ዘይብሉ መንግስቲ ፍትሒ ኣይነግስን’ዩ

$
0
0
ኩሎም ገዛእቲ ሓይልታትን ውልቀ-መለኽትን ዕድመ ስልጣኖም ንምንዋሕ ኣብ እዋን ዕርበቶም ዝጥቀሙሉ ሓደገኛ ሜላ፡ ነቲ ዝገዝእዎ ህዝቢ ሓድነቱ ምዝራግን ሓድሕዱ ከምዝናቆት ምእላምን’ዩ። ህዝቢ ንተንኮላት ገዛእትን መለኽትን ተገንዚቡ ንጸላእቱ ሓቢሩ ክምክት እንተዘይክኢሉ ድማ፡ ጉዕዞ ቃልሱ ዝተሓላለኸን ዝነውሐን ይኸውንን ዝያዳ መስዋእትን ስቃይን ይኸፍል። ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ንዘለኣለም መታን ክጸንሕን ንህዝቢ ኤርትራ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130