ሕብራ ጸሊኣ : ክትቅይር ዓይነታ ነጽያ ወዲኣቶ : ላዕለዋይ ክንቲታ ተረፍ ከተውጽእ : ብመርፍእ ነቒሳ ኣስከሬን ተርፉ : ተወዲኡ ነብሳ ጸላኢት ነብሳ : ኣፍቃሪት ክዳና ተሓዚሉዶ ‘ታ : ልባ ኣብ ዝባና ? ዑፍ ዘይትፈልጦ : እንታይ ኮን’ያ ሰሚዓ መስተር ክትቀያይር : መከራ በሊዓ ቱሽቱሻ ክትለኪ : ካብ መገዲ ኣልጊሳ ቀለም … more
↧