Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ኤርትራውያን፡ ንብዓትና ጓና ክደርዘልና ንጽበ ኣሎና

$
0
0
እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጽሞ ዘሎ መንነት ናይ ምጽናት ወፈራ መዘና የብሉን። ብሰሪ ስርዓት ህግደፍ ዘካይዶ ዘሎ ኣዕናዊ ተግባራት፡ ብዙሕ ክፋል ሕብረተሰብና፡ (ዝበዝሑ መንእሰያት) ናብ ስደት ከምርሑን ኣብ ዘይፈልጥዎ ቦታ ኣደዳ ሞት፡ ማእሰርቲ፡ ውርደትን ጥሜትን ኮይኖም ኣለዉ። እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝብና’ውን ብዘይካ ውሑዳት ምስቲ ኣረሜናዊ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130