Quantcast
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ኣይትጋደፍኒ መረተይ! ስምዕዮ ኣውያተይ!

መረተይ! ተቐበሊ ምሕጽንታይ ምዓልታዊ ብጠላማት ይቕዘፉ ስለ ዘለዉ ደቀይ ስምዕዮ ኣውያተይ! ስለዚ እስከ ንገሪኒ መረተይ! ተሓተቲ ዶ ክብላ ንማሕጸነይ ንከብደይ’ዶ ከላግበላ ጭንቀይ! ‘ከብዲ ኣደ ጉራምራ’ ክደግም ምስላ ወለደይ ተሓትት ዶ ክብሎ ንብዓል ቤተይ ኣብ እርጋኑ ተዓጠቕ ዝተባህለ ከማይ ኣብ ትሕቲ ዓራት ዝቕመጥ ክሳብ ዝርከብ ከኣላይ ኣይትጋደፍኒ መረተይ! ከይጸንት ህዝበይ ብ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130