ንኣስታት ሽዱሽተ ዓመታት ብጽኑዕ ፖለቲካዊ እምነትን፣ መንፈስን፣ ዉዕዉዕ ሃገራዊ ስምዒትን፣ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካየድናሉ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)፣ ካብ በብግዜኡ ከጋጥሞ ዝጸንሐ ቅልውላዋት ንምውጻእ ኣባላት ባይቶ ሰሜን ኣሜሪካ ብወገና ዝተፈላለየ ተበግሶታትን፣ ጻዕርታትን ብምክያድ ከነሐይሎን ከነደልድሎን ዘካየድናዮ ጻዕርታት፣ ኣቦመንበር ባይቶ፣ መትከላውን፣ ሕጋውን ኣሰራርሓ ብዝጠሓሰ ኣገባብ፣ ኣባላት መሪሕነት ባይቶ ዘይተጸምበርዎ ኢደወነናዊ … more
↧