ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ፡ በቲ ዝሓለፈ ኣኬባ ስምምዕ መሰረት ነዚ ጊዚያዊ ሽማግለ ብቆዋሚት ሽማግለ ምትካእ: ብሕግን ሕጋውነት ክንምራሕ ስለዘለና ሕጊ ዝተነድፈ ጽሑፍ ስለዘለና ክንዘራረበሉ ከምኡ’ውን ክነጽድቆ፡ ብዓይነቱ ፍሉይን ፡ ተጽዕኖ ዘይብሉ ቅሉዕን ነጻን ዝኾነ ህዝባዊ ኣኼባ ንዕድም ኣለና። ነዚ ኣብ ሃገርና ዝወርድ … more
↧