ህግደፍ ከም ወትሩ ንህዝቢ ኤርትራ ብዅሉ መዳይ ከሳቒ ዝተፈጥረ ሽርሐኛ ጭፍራ ከም ምዃኑ መጠን፡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝገብሮ ናይ ባጤራ ኣሲሩ ንቍጠባ ሃገር ምሕናቕ ከይኣኽሎ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኵነታትን ቦታን ሜላ እናቐያየረ ኣብ ልዕሊ ቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ብፍላይ ከኣ ኣብ ልዕሊ መንእሰያትን ዕንወት ክፍጽም ብርቱዕ ጻዕሪ የካይድ ኣሎ። እቲ ቀንዲ ቃልሱ … more
↧