ስርዓት ህግደፍ ስለምንታይ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ እዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ወዮ ድኣ “እናፈለጠ ዝደቀሰ ተነቅኒቁ ነይሰምዕ” ጠባይ ስለዘለዎ’ምበር፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ወካሊ ህዝቢ ኤርትራ’የ ክብል ከሕፍሮን ከነውሮን ምተገብአ። ስርዓት ህግደፍ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ክብል እንከለኹ ድማ ካብቲ ህግደፍ ዝፈጥሮ ዘሎ ፉንፉን ኣሰራርሓ፡ ኣብ ሃገርና ዘሎ … more
↧