Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ሾሞንተ መጋቢት

$
0
0
ሾሞንተ መጋቢት ብፍረወይኒ ባይረ/ጀርመን ዕለት  6.03.2016 ንመሰል ንፍትሒ ንማዕርነት ደበኽ ካኣ በለት እዛ ክብርቲ ዕለት ሓርነት ሓቁፋ እናሃ ተቀልቀለት   ዓመት መጸ ዓመት ክትዝከሪ ፍሊይቲ ማዓልቲ ወጽዓ እተለሊ ፈላሚት ናይ መሰል ዓወት ተበስሪ   ናይ ውጹዕ መቓልሕ ካብ ኩለን ክብርቲ ሽግ ክውላዓልኪ ክትኮኒ ፍሊቲ ተባሃጊት ዕለት ከም ጻሓይ ድምቅቲ   … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130