Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ህዝባዊ ኣገልግሎታት ከተማ ኣስመራ ተዳኺሙ::

$
0
0
ኣብ ኣስመራ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህባ ትካላት ኣብያተ ሻህን መግብን ይዕጸዋ ከምዘለዋ ምንጭታት ካብታ ከተማ ሓቢሮም:: ብሰንኪ እቲ ህግደፍ  ብጉልባብ ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ዘካየዶ ራስያን: ኣብ ኣጠቓቕማ ባጤራ ዘውረዶ ቅጥዒ ዝሰኣነ መምርሒን ኣብ ኣሰራርሓ ንግዳዊ ትካላትን ወሃብቲ ኣገልግሎትን ጉድኣት ወሪዱ ከምዘሎ ተፈሊጡ:: ብዘይካዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት መጎዓዝያ እውን ተዳኺሙ ከምዘሎ ተገሊጹ:: ህግደፍ … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130