አብ ባህልና ሙዉት አይክሰስንዩ እኳድአ ሽሙ ብኽብርን ሞገስንዩ ዝለዓል። ናይዚ ጽሑፍዚ ዕላማ ናይ ሙዉት ምሳሌ ብምሃብ ነዞም አገልገልትን ኮራኩርን ናይ ህግደፍ ዝኾኑ አብ ወጻኢ ኮነ አብ ውሽጢ ሃገር ዘለዉ ናብ ናይ ህዝቦም ቃልስን መስመርን ንኽምለሱ ትምህርቲ ክቐስሙሉ (Lessons) ተስፋ ብምግባር ኢዩ። ንቤተ ሰብ ሙዉት ከአ ጽንዓት ይሃብኩም ይብል። … more
↧