ሎሚ ንወደብ ዓሰብ ጽባሕ ንዓና ንደቅሰብ Tesfamariam Wel. 10/11/2015 Norway ሃገርና ናብ ዋጋ ዕዳጋ እናኽደት ዓሻ ህግደፋዊ ብኮቦሮ ይጻወት ዘይግድሶ ዋላ ህልም እንተበለት ኣማዕድዩ ይሪኢ ዓሰብ ናተሸጠት ተቐኒና ብዙሕ ተኣምር ክንሪኢና ይቀራረብ እዩ ዘሎ ክሸጣ ሃገርና መሬትና ንባዕዳውያን ከረክበልና ንዓና ባራዩ ናይ ዓዕራብ ክገብረና ኢሰያስ ክፍኣት ጥራዩ ዝሓልመልና … more
↧