Quantcast
Channel: ርእይቶ – Assenna.com
Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ሰሚናር ኣካይዱ

$
0
0
ኣባላት መሪሕነት ኤምዲሰመ ዝርከብዎም ወ/ሮ ኣድያም ወልዳይ፡ ኣቶ ኩሉብርሃን ኣብርሃምን፡ ኣቶ ኢያሱ ዓንደማርያምን “ብድሆታት ንምትካል ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ደቡብ ኣፍሪቃ (UNISA) ብዕለት 10 መስከረም 2015 ክፉት ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዶም። ኣብዚ ብ “WIPHOLD-Birgalia Bam Research in Electoral Democracy” ዝተወደበ ሰሚናር ሓያለ ተመሃሮ፡ መማህራን ዪኒቨርሲቲን፡ ሰብ ሞያን … more

Viewing all articles
Browse latest Browse all 1130