ብቴድሮስ ኣብርሃም 13.09.15 1 ይ ክፋል ካብ ዕለት ናብ ዕለት ሓሳረ መከራ ኤርትራዉያን እንዳበኣሰ፡ ዋሕዚ ስደት ናህሩ እንዳቐጸለ ኣብ ዝመጸሉ ዘሎ እዋን፡ ገለ ሰባት ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገር፡ ኣብ ምክልት ሕቶ ከእትውዎ ይርኣዩ። እቲ ምኽንያት፡ ከም ኤርትራ ዝኣመሰለት ንእሽቶን ሓዳስን ሃገር፡ ብኸምዚ ዝርአ ዘሎ ናህሪ፡ ዋሕዚ ስደትን ሞትን እንተቐጺሉ፡ እቲ … more
↧