ናቕፋ ምቅይያር ኣስዒቡ ጾምካ ምሕዳር Tesfamariam Wel. 03/03/2016 Worway ብኢደ ወነኑ ንናቕፋ ቀይርዎ ንዓለም ከደናግር ኣተግቢርዎ ሕማም ርእሲ ንህዝቢኮይንዎ ምናዳ ነቶም ንሕና ናቱ ዝብለዎ ዝተደርዙ ከም ጣኦት ዘምልኹዎ ብጽብቕቲ ጩጉራፍ ሸሪጥዎም ዒም ከይብሉ ናሰምዑ ኣጽቂጦም ዝተሃገሩ ኣብ ባንካ ዘሎ ገንዘቦም ከም ጥረ እኽሊ ሰፊሮም ዝብዎም ክሳብ … more
↧